ምርጫ ጦማሪ
ሶፊ ኣብ ኣኽሱም
ግደይ ገብረኪዳን ቅድሚ ዓሰርተ ክልተ ዓመት እዩ ንመጀመርታ ግዘ ዝራእኽዋ፤ ብዓይነይ ማለተይ እዩ እምበር ኩሉ እንተኾነስ ፅብቕቲ ዝብላ ብርእሱ ስኢሉ ብዓይነ ቅጀላ ይሪኣ እንድዩ ግና ከም ዝሰኣላ ዝርኢ የለን። ንሳ...

ሽማግለ ኣብ ድልድል
አርነስት ሄሚንግወይ
ናይ ብረት መሕቖፊ ዘለዎ መነፅር ዝገበረን ሓመድ ዝሰተየ ኽዳን ዘለዎ ሽማግለ ኣብ ጎኒ መንገዲ ኮፍ ኢሉ ኔሩ። ነቲ ሩባ ዘሳግር ኣብ ማይ ዝንሳፈፍ ድልድል ኔሩ፣ ጋሪታት፣ መኪናታትን ሰብኡት፣ ኣንሽትን ህፃውንቲን ይሓልፉሉ ኔሮም። በቕሊ ዝጉትትወን ጋሪታት ካፍቲ ድልድል ቐፂሉ ናብ ዘሎ ፀዳፍ ዓቐበት ሰንከልከል እናበላ፣ እቶም ወተሃደራት ነቲ ተሽከርካሪ እግረን ዝሓዘ ግዳም ብምድፋእ እናሓገዝወን፣ ይድይባ ኔረን። እተን መኻይን ነቲ ሓመድ እናድቀቓ ኩሉ ድሕሪት ገዲፈን ይኸዳ ኔረን፣ እቶም ሓረስቶት እውን ክሳብ ዓንካር-ዓንካሪቶም ሓመድ ተውሒጦም ምስኦም የዝግሙ ኔሮም። ካብዚ ምቕፃል ደኺምዎ ኔሩ።

ክፉት መስኮት
ሳኪ (ኤች.ኤች. ሙንሮ)
“ኣይተ ነቴል ኣሞይ ሕዚ ክትመፅእ እያ” በለት ጓል ዓሰርተ ሓሙሽተ ዓመት ዝኾነት ንዓርሳ ብዝግባእ ኣርኒባ ትሕዝ ቆልዓ፤ “ክሳብ ሽዑ ግን ነዓይ ንምፅዋር ክትሙክር ኣለካ።”
ፍራምቶን ነቴል ነታ ክትመፅእ እያ ዝተብሃለት ኣሞ ከይዘንገዐ ነዚኣ ሕዚ ጓል ሓፍቱ ኮይና ትርከብ ንዘላ ብዝግባእ ንክሽንግል እቲ ልክዕ ክበሃል ዝኽል ነገር ንምዝራብ ሞከረ። ብውሽጡ ብተኸታታሊ ሓዱሽ ዝኾንዎ ሰባት ምጉብናዩ ነቲ ናይ ነርቭ ውጥረት ንዝደልዮ ፈውሲ ክንደየናይ ረብሓ ክህቦ ከምዝኽእል ሕዚ ካብ ምንም ግዘ ንላዕሊ ተጠራጢርዎ።

Subscribe to:
Posts (Atom)
-
ብግደይ ገብረኪዳን … (1) … ፀሓይ እናዓረበት ናብቲ ቦታ ቆፀሮ እንትበፅሕ፤ ኣስረስ ሃይሉ “ሓደ ማሕበረሰብ ክሳብ ዝስልጥን ብዲክታተራዊ መንግስቲ ክግዛእ ኣለዎ” ይብል ኔሩ። ኪዳነ በርሀ ብምስምዕማዕ ርእሱ እናነቕ...
-
ግደይ ገብረኪዳን ነዚ ዛዕባ ብመንፅር ኢኮኖሚያዊ ልምዓት ኢና ክንሪኦ። ኣብ ኢኮኖሚክስ ትካል እንትበሃል ሰራሕተኛን ስራሕ መካየድን ዝተቖፀሩሉ ትካል ማለት ጥራሕ ኣይኮነን። ትካል ኣብ ኢኮኖሚክስ ናይ ሓደ ዘፈር ስር...
-
ብግደይ ገ.ኪዳን 1 ንሰብ ንኽትርደኦ ምሙካር ግዘ ምጥፋእ እዩ። በኣይ ይኹነኩም ግዘኹም ኣይተጥፍኡ፤ ሰብ ኣብ ዝኾነ ሰዓት ክልወጥ ከምዝኽእል ትኣምኑ እንተኾይንኩም፤ ንዝልወጥ ነገር ንኽትርደኦ ምሙካር ድኻም ከምዝ...