ግደይ ገብረኪዳን
ወዶም ክርስትና ከልዕሉ እናተዳለዉ እዮም ቐኒዮም። እዞም ፅምዲታትና ነዚ ዕለት እዚ ከምዚ ከብዕልዎ ነዊሕ ተጓዒዞም እዮም፦ ክርስትና ከም ምዃኑ መጠን መጀመርታ ክወልዱ ኔርዎም፣ ንኽወልዱ ከዓ መጀመርታ ክረኣኣዩ፣ ተረኣኢዮም ክፋተዉ፣ ተፋቲዮም ብዕርክነት ዝተወሰነ ግዘ እናተፀናንዑ ክፀንሑ፣ ግዘ መፅናዕቲ ምስ ሓለፉ ከዓ ሓዳር ክምስርቱን ክወልዱን ኔርዎም፣ ምስ ወለዱ ከዓ ከም ወለዶም ኦርቶዶክስ ክርስቲያን ስለ ዝኾኑ ናይ ወዶም ክርስትና ኣብ ኣርበዓ መዓልቱ ከኽብሩ ኔርዎም።