ምርጫ ጦማሪ
ሶፊ ኣብ ኣኽሱም
ግደይ ገብረኪዳን ቅድሚ ዓሰርተ ክልተ ዓመት እዩ ንመጀመርታ ግዘ ዝራእኽዋ፤ ብዓይነይ ማለተይ እዩ እምበር ኩሉ እንተኾነስ ፅብቕቲ ዝብላ ብርእሱ ስኢሉ ብዓይነ ቅጀላ ይሪኣ እንድዩ ግና ከም ዝሰኣላ ዝርኢ የለን። ንሳ...
Subscribe to:
Comments (Atom)
-
ግደይ ገብረኪዳን ትንቢት እንትበሃል መንፈሳዊን ዓለማዊን ተባሂሉ ከምዝኽፈል ክትፈልጥዎን ኣብዚ ዘልዕሎ ዘለኹ ዓለማዊ ትንቢት ምዃኑን ክትግንዘቡለይ ይደሊ። ዓለማዊ ትንቢት እንትንብል ሓደ ግለሰብ ብምርምር ካብ ዝበ...
-
ግደይ ገብረኪዳን መዓልቱ ናይ መሕተቲ ዘይኮነስ ደበና ሓምለ ስለ ዘግለሰ ኣብ ደገ ኮፍ ኢልካ ነፋስ እናወሰድካ፣ መንገደኛ እናቖፀርካ፣ ዶሮና እናሰተኻ፣ ብዘየስሕቕ ሪእቶ ሰባት እናሰሓቕካ፣ ንለማኖ ይርዳእኹም እናበልካ፣...
-
ብግደይ ገ.ኪዳን 1 ንሰብ ንኽትርደኦ ምሙካር ግዘ ምጥፋእ እዩ። በኣይ ይኹነኩም ግዘኹም ኣይተጥፍኡ፤ ሰብ ኣብ ዝኾነ ሰዓት ክልወጥ ከምዝኽእል ትኣምኑ እንተኾይንኩም፤ ንዝልወጥ ነገር ንኽትርደኦ ምሙካር ድኻም ከምዝ...
